Support Mr. kiros’s urgent kidney Transplant GoFundMe Campaign
5 videos • 1 views • by Laza Technology Media | LTM ሕፁይ ደ/ር ኪሮስ ተ/ሃይማኖት ስንቀ ንዝገጠሞ ሕማም ናይ ኩላሊት ንቕለ-ተኸላ(Kidney Transplantation) ካብ ሃገር ወፃኢ ንምግባር ዘኽእል ፍይናንሳዊ ዓቕሚ ልዕሊ ብር 2,800,000(ብር ክልተ ሚልዮንን ሸሞንተ ሚእቲ ሽሕን) ስለ ዝተብሃለ፣ሓውና ዘለዎ ፋይናንሳዊ ዓቕሚ/ፀገም ኣብ ግምት ብምእታው ሓገዝ ንኽትገብሩ እዘን ብሽሙ ዝተኸፈታ ሒሳብ ቑፅሪ ባንኪ ንኽትጥቀሙ ብትሕትና እናሓተትና፣ንዝግበረሉ ድጋፍ ብፈጣሪ ስም ኣዚና ካብ ልቢ ነመስግን፡፡ ናይ ባንኪ ሒሳብ ቑፅሪ ኣድራሻ 1. ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጲያ፡1000021013084 2. ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪ ወጋገን፡ 0042093830101 3. ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪ ዓለም ለኻዊ ኣንበሳ፡ 00312466415-14 4. ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪ ኣዋሽ፡01320847003500 5. ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪ ዳሽን ፡5023902898008 6. ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪ ኣብሲንያ፡197613661 7. ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪ ሕብረት፡ 1870416354878018 8. ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪ እናት፡ 0481149428313001 Support Mr. kiros’s urgent kidney Transplant